ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑት :መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን :መሳርሒ ሕትመት :መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና እንስሳትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ወይ ናይ 2018ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

3 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡን መረዳእታ ዘቅርቡ

4 መሳርሒ ፅሕፈት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኮምፒተርን ተዛመድትን ዝወዳደሩ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሐምለን ነሐሰን 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 ንፅሬት ኣቅሑትን ሕትመትን ዝወዳደሩ መቅረብቲ ቫት ዘይተመዝገቡ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና 5000 :መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 : ንፅሬት ኣቅሑት 2000 : ሕትመት 1000 : ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 : ንመድሓኒትን ናዉቲ ህክምናን እንስሳትን 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስንከ ኮይኑ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ሰነድ መሸጢ ዋጋ 100 ቅርሺ ብምክፋል መዉሳድ ይክእሉ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐዑ እዋን 30 መዓልቲታት ይከዉን

9 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳ ኣፅቢ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከቅርብ ዝክእል

10 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 12/2/2018 ዓም ከሳብ 24/2/2018 ዓም ኮይኑ 24/2/2018 ዓም ሰዓት 5፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ይክፈት

11 ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ሰነድ ሽም ኣድራሻኦም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

14 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብል ክከዉን አለዎ

15 ጨረታ ብዝተፈላየ ምክኒያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዎ ስፒኦ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ካይሳተፉ ይግብር

16 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምእዉን ዝተማለአ ሰነድ ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት

17 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ደኩመንት ኮፐን ኦርጅናልን ነንበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፍ

ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፎ

18 እቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝመርፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ብግልጋሎት ዓቀን ወይ እዉን ዋጋ ከም ኣድላይነቱ ካብ ነፀላ ዋጋ ክሳብ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

19 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ

0924281261 0914160747

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s