ሃፀይ ዮወሃንስ ሓፈሻዊ 2.ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ ይምልከት

ሃፀይ ዮወሃንስ ሓፈሻዊ 2.ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /ናምበር ዘለዎ

2. ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ናይ ሻት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዝገበረ።

3. ህል፣ ዝተመዝገብ እንትክው'ንይምረፅ

4. ጨረታ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 4/02/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት11/02/2018 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ

5. ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 11/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኽፈት። እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ዝከኣል ምካኑ

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታመክበሪባንኪ ዘተራጋገፀ CPO 15000/ዓሰርተ ሓሙስተ ሽሕ ብር ዘቅርብ

7. ሰነድ ጨረታ መሸጢ /100ብር ሓደሚኢቲ ካብ ምምሕዳርን ፋይናንስ ቢሮ ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኹም ክትወስዱ ትክእሉ ምዃንኩም ንሕብር።

8. ዝቐርብ ዋጋ ብዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ፡፡

ተ ቑዓይነት ንብረትዝርዝርመዐቀኒበዝሒዋጋመብረሂ
ብርሳን
1ናይ ኮምፒተር ወረቀትበዓል 80 44ግራምደስጣ1000ኣቤት ት/ቲ በሳም ካብ መሰረት
2ቀለም ኮምፒተርEcosys m2640 idw Tki170 toner cartridge sw 6288658 d09ቑፅሪ03
3ቀለም ኮምፒተር᎙p 107ልReplae with Wi 107A Laser Toner cartridge cNE ijc 9612717 CBP 3AW6L1413ቑፅሪ03
4DX 2430 copy printer ቀምMade inUK EDP code 817222 Orgnalቑፅሪ20ኣቤት ት/ቲ በሳም ካብ መሰረት
5D× 2430 እስተንስOrgnalቑፅሪ10
6ዋይት ቦርድ ዳስተርBaHoብቑፅሪ100
7WHITE BOARD Marker.G-213Gxin 12pcsፖኬች200ኣቤት ት/ቲ በሳምፕ ካብ መሰረት
8ኣቃፊብዓል ንድብቑፅሪ150
9ሒሳብ መዝገብመሰመሩ ግፍሕ ዝበለ ፃዕዳብቑፅሪ4
10ቻርትጥቅል2
11ማርከር ኣርቲ ላይ90ፖኬት10
12ማርኬር ጃንቦፖኬት4
13ተክስት ማርከርፖኬት2
14ኮላ/Woodfix/ብቑፅሪ10
15ካርታ ዓለም mወይብቑፅሪ2
16ካርታ ኣፍሪካ mapብቑፅሪ2
17ካርታ ኢዮትጵያ mapብቑፅሪ2
18ድቫይደር ብዓል 3ተ/ሰለስተ ዓይኒ ዘለዎ6ተ ነኳል ዘለዎወኀቑፅሪ15
19መስተዋሻ ኣጀንዳ2017 ዓ/ም /2025/ ካላንደር ዘለዎብቑፅሪ20ኣብ ቤት ት/ቲ ሳምፕል መሰረት

ናይ ጨረታ መምርሒ

9. ተጫረቲ ሽም፣ ፊርማ፣ አድራሻ፣ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም።

10. ተጫረቲ እቲ / ግልጋሎት ሰዓራይ ምዃኖም ምስ ፈለጡ ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ግቡእ ግልጋሎት ናይ ምሃብ ግዴታ ኣለዎም።

11.ኣብቲ ጨረታ2ይን 3ይን ዝኾኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ውዕሊ ምስኣሰረ ሽዑንሽዑ ይምለሰሎም፡

12. ኣብ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተውሃቦም ጊዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ10% ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ

ውዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም፣ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ከምኡው'ን ዘተሐዞ ጨረታ መክበሪ/ CPO/ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ምስ ገበረ ይልቀቀ።

13. ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘክይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምዃኑ ክፈልጡ ይግባእ፣

14.ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዙይ ተባሂሉ ተዳልዩ ኣብ ዝወሃቦም ቕጥዒ ጥራሕ እዩ።

15. ጨረታ ምስ ተኸፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለወጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግላለን ኣይኽሉን፣

16. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ፡ ኣብዚ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝተቀመጡ ካልኦት ናይ ጨረታ ግብኣትን መረዳእታታትን ክሳብ ዝማልኡ ብኣካል እንተዘይቀሪቡ እውን ፖስትኦም ኣብ ጨረታ ክኽፈት ይግበሮ፣

17. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ጉልበትን ናብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ መሰናድኦ ናይ ምብፃሕ ግዴታ አለዎ

18. ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኤንቬሎፕን ማሕተም ብምግባር ኣብ ቤትትምህርቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ፖስታ ምእታዉ ከም

ዝግባእ።

19. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልይኩም ጥርዓን ኣብ 5 መዓልቲ ውሽጢ ናይ ምቅራብ መሰልኩም ዝተሓለወ ምኻኑ፡

20. ካብ እቲ ቤትትምህርቲ ዘዳለዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን ብተወሳኺ ኣብ ዝተቀመጠ ስፕስፊኬሽን ሰርዝካ ናይ ባዕልካ ስፐስፊኬሽን ምቅማጥ ኣይከኣልን።

21. ተጫረቲ ግልፂ ኣብዘይኮነሎም ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተቀመጡ ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑይኸውን፣

22. ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 2/0914761811 0914778831

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s