ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ብናይ UNDP ብጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ብናይ UNDP ብጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ  ፈርኒቸር ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዶም በቢዘርፉ ዘቅረቡን ዝሕድሱን ክኮኑ አለዎም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፍልቲ ግብሪ መለለይ ቲን ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ግንበት 2017 ዓም ናይ ግበሪ ኣካቢ ኣካል ቫት ዲክለር ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ ፈርኒቸር ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ  ፡ ብዝተረጋገፀ ቼክ  ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሕድሕድ ደኮምንት ሐደ ዋናን ቅዳሕን ኣማሊኦም ክመፁ ይግባእ

7 ጨረታ ዝሳዐሩ ተጫረቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ምስተኣወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 10 ሚአታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

8 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ክሳብ 17/11/2017 ዓም ከሳብ 28/11/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

10 እዚ ጨረታ 28/11/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 28/11/2017 ዓም ልክኧ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳ ፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ይክፈት

11 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 ተከታታልቲ መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን

12 እቲ ክይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይቲ ኣቅሓ መጠን ክሳብ 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920253918 / 0920283446

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s