1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፡ፊርማ ፡ኣድራሻን ማህተምን ክግበር አለዎ
2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፡ቲን ናመበር መቅረባይነትን ካልኦት ዘድልዩ ደኩመንት ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ሰዓሪ ምስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ዝርዝር ንብረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
5 ኣብቲ ወድድር ሰዓራይ ኣካል ምስኣሰረ ዝተሐዞ ገንዘብ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሉ
6 ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/8/2017 ዓም ክሳብ 4/10/2017 ዓም ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ወረዳ ምምሕዳር ፋይናንስን ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ
7 ሰዓሪ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃበ 3 መዓልቲ ናይ ግዜ ገደብ ቀሪቦም ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ናይ ሓባር ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ
8 ከይዲ ዉድድር ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምምኮር ብሕጊ ዝሐትትን ዝኮነ ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘብፅሕ ዘትሓዝዎ መተሓጂ ጨረታ ከምዝዉረሰን ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑን ክፈልጡ ይግባእ
9 እቲ ጨረታ ዉደደር ምስተከፈተ ተጫረቲ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባር ካብቲ ዉድድር ንነብሶም ምግላል ኣይክእሉን
10 ጨረታ ዝከየደሉ ዕለት 4/10/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ዶሆን ዝተረከብሉ ይክፈት
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ካብ ዘካየደሉ ዕለት ጀሚሪ ዋግኡ እስካብ ቀፃሊ 15 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን
12 ካብ ዘርረፊ ንግዲ ወፃኢ ምሳታፍ ኣይፍቀድን
13 ሰዓሪ እቲ ንብረት ካብ ዝሰዓሮ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲታት ከረክብ ዝክእል
14 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ምዉሳድ ትክእሉ
15 እቲ ዝምላእ ዋጋ ናይ ቫት ዋጋ ሐዊሱ ብትክክል ክምላእ አለዎ
16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914589113
ድሕሪት