ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳር ሒ ፣ ሓሸዋ ፣ ፀፀር ፣ ባሃርዛፍን ሲንጀር ሰፈይቲ መኪና ኤለክትሪካልን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቁፅሪ / /01/2017ዓ/ም

ዕለት 08/09/2017ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳር ሒ ፣ ሓሸዋ ፣ ፀፀር ፣ ባሃርዛፍን ሲንጀር ሰፈይቲ መኪና ኤለክትሪካልን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ አብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን ከምኡ ድማ ናይ ቫት ዝተመዝገበሉን ናይ ለካቲት ወርሒ 2017 ድክሌር ዝገበረሉን ናይ ግብረ ከፋላይነት መፍለዪ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም ስልዝ ድልዝ ቤት ፅሕፈት ባዕልኻ ዋጋ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሽ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ጥራሕ መምልኢ መሊእኻ ምቕራብ ኮነ ካብቲ ተቐባልነት እዉን የብሉን ኣብ ዝተመለአ ዋጋ ድምሳስ

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ዝሓወሰ ተመሊኡ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ተመሊኡ ብፖስጣ ብምዕሻግ ክቐርብ ኣለዎ ኣብ ናይ ናይቲ ትካል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምቕናስ ኣይፍቀድን እንተጋጢሙ ናይ በዓል ትካል ፌርማ ክዓርፎ ኣለዎ

3/ ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኸፋቱ መኽበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒ 3000 ብር ንስጀር 2000ብር ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

4/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 08/9/2017ዓ/ምዓ/ም ክሳብ 22/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3:00 ዘይምለስ 100 ብር እናኸፈሉ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቁፅሪ ገዛ 6 ክወስዱ ይኸእሉ እዮም እቲ ጨረታ ዕለት 22/9/2017ዓ/ም ሳዓት 3:30 ተዓፅዩ ሳዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫራታይ ዝመለኦ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይህንሕ

5/ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ተቕባልነት የብሉን ብተወሳኺ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረኸበን ዘጭበርበረን ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይግበር

6/ ጨረታ ሰዓራይ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ድሕሪ 3ተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ዉዕሊ ካብዝኣሰረሉ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብዉሽጢ 10ተናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ትካልና ዘረክብ ኮይኑ በቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዉዕል እንተዘይኣሲሩን ንብረት እንተዘይ ኣቅሪቡን ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ኮነ መኽበሪ ዉዕሊ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ ብሕግዉን ዝጥየቕ ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

7/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቕላላ ዝሰዓሮ ንብረት ካብ ዝኽፈሎ ገንዘብ 10% መኽበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ንዘቕረቦ ንብረት ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000ብር እንተኾይኑ ድማ 2%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል ብተመሳሳሊ ካብቲ ዝርዝር በዝሒ ዝዕደግ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ ወይ ድማ 20% ክዉስኸ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ

8/ ሒሳብ ኣካፋፍላ ዝምልከት እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ናይ ትካልና ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበን ሕጋዊ ፋኩትር ምስ ቀረበሉን ክፍሊት ይፍፀም

9/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

10/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s