ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ Gleey ሞዴል መኪናም ስፔር ፓርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ ስፔር ፓርቲ

ናይ Gleey ሞዴል መኪና

ተ.ቀዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒ በዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1.ቅድሚት ፓድ ኪትኪት1
2.ድሕርት ሹኪትኪት1
3.ቅድሚት ሺክ ሼዝበርበርPCS2
4.ቅድምት የማን እስታብሳይዘር ሲነክPCS1
5.ቅድምት ፀጋም እስታብሳይዘር ሲንክPCS1

መምርሒ ተጫረትቲ

  1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽሕሰ
  2. ናይ ግብሪ ኸሩሲ መሰስዩ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
  3. ቫት ተመዝጋቢ ዘኮነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
  4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዳእ ይግበር
  5. ውሕስና መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መሸዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ ብር 10.000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
  6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
  7. ሰዓሪይ እዚ ጨረታ ሰዓሪይነቱ ካብ ዝተፈስስ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓስቲ በቲ ዘቅረብናዮ ሳምፕስ መሰረት ፅረት ዘለዎ ንብረት ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
  8. እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 5/9/2017 እስካብ 8/9/2017 ዓ/ም ኣብ ኣቦር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅደም ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብስ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ተረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከሰቶም እንተዘይተረኸቦም ነቲ ከይዲ አየተዓናቅፎን 
  9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብምሉአ ይኹን ብውስን ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

N.B አቶም አብ ላዒሊ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብበዓል ሞያ አብ ጋራጅ ኦርጅናሲነቱ ምስ ተረጋገፀ ክፍያ ደፍፀም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-40-4253 ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s