ምልክታ ጨረታ ስፔር ፓርቲ
ናይ Gleey ሞዴል መኪና
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|
| 1. | ቅድሚት ፓድ ኪት | ኪት | 1 | | | | |
| 2. | ድሕርት ሹኪት | ኪት | 1 | | | | |
| 3. | ቅድሚት ሺክ ሼዝበርበር | PCS | 2 | | | | |
| 4. | ቅድምት የማን እስታብሳይዘር ሲነክ | PCS | 1 | | | | |
| 5. | ቅድምት ፀጋም እስታብሳይዘር ሲንክ | PCS | 1 | | | | |
መምርሒ ተጫረትቲ
- ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽሕሰ
- ናይ ግብሪ ኸሩሲ መሰስዩ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
- ቫት ተመዝጋቢ ዘኮነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
- እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዳእ ይግበር
- ውሕስና መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መሸዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ ብር 10.000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
- ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
- ሰዓሪይ እዚ ጨረታ ሰዓሪይነቱ ካብ ዝተፈስስ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓስቲ በቲ ዘቅረብናዮ ሳምፕስ መሰረት ፅረት ዘለዎ ንብረት ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
- እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 5/9/2017 እስካብ 8/9/2017 ዓ/ም ኣብ ኣቦር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅደም ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብስ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ተረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከሰቶም እንተዘይተረኸቦም ነቲ ከይዲ አየተዓናቅፎን
- እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብምሉአ ይኹን ብውስን ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
N.B አቶም አብ ላዒሊ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብበዓል ሞያ አብ ጋራጅ ኦርጅናሲነቱ ምስ ተረጋገፀ ክፍያ ደፍፀም
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-40-4253 ።