ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2017 በጃት ዓመት ንትካሉ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይ መለለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ተወሳ እሴት ታክስ ብቅዳም ከምእዉን ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ዘወራረድሉ ኣድላይ ሰነዳት ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ፊርማ ሽምን ኣድራሻን ሕጋዊ ማህተምን ኣብነብሰወከፈ ገፅ ክዓርፎ አለዎ

3 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብዚ ሰነድ ጨረታ ኣብ ካሊአ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን

4 ተጫረቲ ናይ ዉሕስና መክበሪ ጨረታ ናይ ቶታል ስቴሽን 40000 : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ ቅድሚ   

 ጨረታ ምክፋቱ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና  ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 1000 ቅረሺ ነብንስወከፈ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/7/2017 ዓም ክሳብ 16/8/2017 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፅኡ ክወስዱ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 16/8/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ረፋድ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ተጫረቲ ተዘይሃለዉ እዉን አብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝረከበ ጨረታ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት

7 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ

8 ብቅዓቱ ብባዓል ሞያ ዝተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ይከዉን

9 ተወዳደርቲ ንዝመልእዎ ዋጋ ዋና ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ብኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል

10 ጨረታ ሰዓራይ ድሕሪ ቅሬታ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ  ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስር ክከዉን አለዎ

11 ዊዝሆልድ ታክሲ ምክፋል ግዴታ ምካኑ ክርዳእ ይግባእ

12 ተጫረቲ ኣብ ናይ ቶታል ስቴሽን ንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም እነተዘይኣቅሪቡም ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

13 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937027137 /  0914395796

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s