ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ አባይ ፃሃየ ዝስርሕ ናይ ሓዱሽ መናሃያ ሓፁርን ህንፃን ስራሕቲ AXCWATSBS 0216 ንምስራሕ ብደረጃ GC6 ን BC5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 625000.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ   ወረቀት ምስክር ምዝገባን ንግድን ፍቃድ ንግዲ ስራሕን ናይ ኮንስትርክሽን ወይ እዉን ተኮነተራይንት ምዝጋባ ካርድን ወረቀት ምዝገባ ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ምዝገባ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ እሴት ታክስ ዲክላራሽን ዘቅርብ

2 መክብሪ ጨረታ 625000 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ ዘቅርብ ኮይኑ ብናይ ቢሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝወየሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካል ብዝተረጋገፀ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ወይ እዉን ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 210 ተከታታል መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 3500 ቅርሺ ኣብ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ብምክፋል 12/7/2017 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሐደ ዋና ሐደ ቅደሕን ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕን ድማ ፋይናንሻል ሰነድ  ጨረታ ምክብሪ ጨረታ ስፒኦ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮነታራይነት ፍቃድ ንግዲ ስራሕ ወረቀት ምስክር ምዝጋባ መቅረባነት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን ምዘጋበ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ነኒበይኑ ብምሽዓግ መሊስካ ኣብ ዓብይ ፖስታ  ተዓሺጉ አብ ዝባኑ ዋና ቅዳሕን ሽምን ኣድራሻን ተፃሒፍሉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 29/7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ወይ ብወኪል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

6 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብስወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ እብቲ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ሃቲሞም ቅደም ሰዓብ ሐላዩም እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

7 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ 30/7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ኣዳራሽ ቤት መዘጋጃ ከተማ አክሱም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ፍትሓዊነት ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝተዋፈሩ ደቂ ተባዓትን ደቂ ኣንስቲዩን ማዕረ ክፍሊት ክከፍል ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342750903

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s