ቁፅሪ ዕ/ን/ም/ፋ/ወ/ስ/ሳ/162/17
ዕለት 09/04/2017
ፕሮፎርማ/Shopping/
ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
1. ናይዚ ዓመት 2017 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይነትመፍለይ ቁፅሪ/Tin/፤ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድዝተሓደሰ ፤ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረ ከተቅርቡ እትክእሉ።
2. መክበሪ CPO ብሽም ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስንወ/ሰ/ሳዕሲዕ ብር3000 ከትሕዝ ዝክእል ።
3. እቲ ዝቀረበ ንብረት ፅሬቱ ተፈትሹ ተቀባልነት እንተዘይ ረኪቡ እቲ ንብረት ተመላሽ ይኹን
ካብ ዝተብሃለሉ ማዓልቲ ዝቑፀርኣብ ውሽጢ 4 ማዓልቲ በቲ ዝድለ መዐቀኒ ተቀይሩ ኣታዊ ክከውን ይግባእ
4. ንሓደ ዓይነት ንብረት ክልተ ተወዳደርቲማዕረ ዋጋ እንተመሊኦምዎ ብመምርሒ መሰረት ሰዓራይ ይፍለ።
5.እዚ ምልክታፕርፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 09/04/2017 ክሳብ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/04/2017 ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሳዓት 4፡30 ኣብ ተመሳሰሊ ሰዓት ይክፈት
6. ኩሎም ንብረታት ኦርጅናል ምካኖም ምስ ተረጋገፁ ኣታዊ ይኮኑ
7. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ምካኑ
8. ቤት ፅሕፈትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
9. ኣብ ሞንጎ ንዝፍጠር ክርክር ተማሓይሹ ብዝወፀ ስርዓት ዕደጋን ምም/ርንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መሰረት ይፍፀም።
10. እዚ ዕደጋ ብናይ ኤንጅኦ ስርዓት ዕደጋ ዝፍፀም ይኸውን ።
11. ንብረት ባዕሉ ኣጓዓዒዙ ከቕርብ ዝኽእልን ንብረት ፅሬቱ ዘረጋግፅ
12. በዝሒ ወይ መጠን ክንውስኸ ወይ ክንቅንስ እንኸእል 20% እዩ ።
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፕላስቲክ ወንበር ዓብዪ ባዓል ክልተ ገፅ ኦርጅናል መደገፊዘለዎ 1ይ ደረጃ ብሳምፕል | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 250 |
ሞባይል ቁፅሪ 0962322284/0914127150/
መመለስ