ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት እናሀቡ ዝፀንሑ ብሰንኪ ብልሽት ጥቅሚ ክህቡ ዘይክእሉ ናይ ቢሮ አቁሑት ንብረታት ንሰብ ንምግቢ ዝዉዕል ምሩፅ ዘርኢ ስርናይ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

  1. ሰነደ ጨረታ ካብ 27 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 8 ግንቦት 2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ክልተ አዉላዕሎ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  2. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይድማሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይሃለዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገም::

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስ/ቁ 0344430357 0931726542 ምሕታትይከአል2016-03-02

መመለስ
የጨረታ ምድብ