https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1604
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት እናሀቡ ዝፀንሑ ብሰንኪ ብልሽት ጥቅሚ ክህቡ ዘይክእሉ ናይ ቢሮ አቁሑት ንብረታት ንሰብ ንምግቢ ዝዉዕል ምሩፅ ዘርኢ ስርናይ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

  1. ሰነደ ጨረታ ካብ 27 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 8 ግንቦት 2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ክልተ አዉላዕሎ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  2. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይድማሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይሃለዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገም::

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስ/ቁ 0344430357 0931726542 ምሕታትይከአል2016-03-02