ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሕዳር 29, 2017 (17 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣይተገለፀን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

ቅፅሪ ፕሮፎርማ 04

ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 28/03/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/04/2017 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 6.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::

2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /Tin/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ

6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ዝርዝር መግለፂ /Model/ምዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ12-V; 9Aብቁፅሪ03
2ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ድሕሪት ጎማ ምስ ካላማዳርያኡ2.75-17ብቁፅሪ06
3ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያእየ2.50-17ብቁፅሪ03
4ናይ ወንበር ሽፋንብሳምፕል03
5ንፋስ መከላከሊ ግላስ(ማይክ)ብሳምፕል03
መመለስ
የጨረታ ምድብ