https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16008
ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቅፅሪ ፕሮፎርማ 04

ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 28/03/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/04/2017 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 6.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::

2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /Tin/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ

6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ሪዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ዝርዝር መግለፂ /Model/ምዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ12-V; 9Aብቁፅሪ03
2ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ድሕሪት ጎማ ምስ ካላማዳርያኡ2.75-17ብቁፅሪ06
3ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያእየ2.50-17ብቁፅሪ03
4ናይ ወንበር ሽፋንብሳምፕል03
5ንፋስ መከላከሊ ግላስ(ማይክ)ብሳምፕል03