ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል 1 ዙር በጀት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቁፅሪ፡361 /05/ዕ/ን/ምም/ር/17 

ዕለት፡- 25/03/2017ዓ/ም

ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል 1 ዙር በጀት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ረቓሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ስብ ትካል ንክትዋዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1wayer1ይ ደረጃkg1998ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
2ጋቤን 3*1*11ይ ደረጃNO100ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
3ጋቤን 2*1*11ይ ደረጃNO73ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
4ጋቤን 2*1*051ይ ደረጃNO70ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
5ጋቤን 1*1*11ይ ደረጃNO70ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
6ጋቤን 1*1*0.51ይ ደረጃNO69ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
7pensa1ይ ደረጃno20ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
8shovel1ይ ደረጃno28ኣብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ
9ሞዋሮ1ይ ደረጃno50ብ ማእኸል ወረዳ ዘ/ቁ/ገ/ል ይራገፍ

መተሓሳሰቢ

❖ ኣብ ፖሰታኩም ውሽጢ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓዳሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ቁፅርን መቅረባያይነት ካርድን ዝተሓደሰ ኮፒን ቫት ሰትፍኬትን ክተታሓሕዙ ግድን'ዩ።

❖ ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ እዮም ፡፡

❖ ተወዳደርቲ እቲ ዝምላእ ነፀላ ዋጋ ናይ ቫት ዋጋ ሓውስኩም ክትመልኡ ኣለኩም

❖ ናይ ቫት ሪፖርት ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2017 ክተቅርቡ ኣለኩም፡፡

❖ ተወዳደርቲ እቲ ዝምላእ ዋጋ ናይ ትራንስፖርት ክሳብ ወ/ፅ/ወምበርታ ቤት ፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓትን ኣብ ግምት ኣይትኹም ክትመልኡ ኣለኩም፡፡

❖ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መወዳደሪ ፎርሚ ፊርማን ማህተምን ወቒዕኩም ክተእትዉ ግድን'ዩ።

❖ እቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤ/ዕ/ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወ/ፅራእ ወምበርታ ከተማ ኣጉላዕ ይርከብ፡፡

❖ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 25/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም

❖ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/04/2017 ዓ/ም ስዓት 4:00 ቅ/ሰዓት

❖ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም ስዓት 4:30 ቅ/ሰዓት

❖ ሰዓራይ ዝኾነ መቕረባይ/ነጋዳ/ ሰዓራይ ምኳኑ ምስ ፈለጠ ምስ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ውዕሊ ኣስሩ መኸበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ፡፡

❖ እዚ ፕሮፎርማ_ጨረታ ሰነድ እዚ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

❖ ኣብዚ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ናይ በዓል ዋና ክህልዎ ይግባእ

❖ ሰዓራይ ዘቕርቦ ንብረት ንብረት ኣብቲ ዝተነፀረሉ ቦታ ኣታዊ ምስ ገበረ ፅሬቱ ብስፐስፍኬሽን መሰረት ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍልት ክሓትት ይኸእል ምዃኑ ነፍልጥ፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15' ማዓልታት ኮይኑ። ድሕሪኡ ንዝቀርብ ትእዛዝ ተቀባልነት የብሉን።

ንተወሳኪ ሓበሬታ፡- ስ.ቁ ቁፅሪ - 0914279411

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s