ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 19/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዋርድያን ኦፕሬተርን ግልጋሎት ዝውዕል ፍራሽን ችቡድን ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 45065/5 ዕለት 9/3/2017 ዓ.ም ደ/ከ/ስ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN No/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፍራሽ 90*180*14 | pcs | 50 | ||||
2 | ችቡድ 90*180*13 | pcs | 30 |
N.B
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/3/2017 ዓ.ም ክሳብ 27/3/2017ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተዴሓሒዙ ክቀርብ እለዎ
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335
መመለስ