ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ነጋዶ ካብ 22/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 01/04/2017 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 200 ዝተደለየ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ብምውሳድ ንክትጫረቱ አናዓደምና ናይ 2016/2017 ዝተሓደሽ ንግዲ ፍቃድ መረዳ አታ ከቅርብ ዝክዕል

1. ናይ ቲን ናምብር መረዳአታ ከቅርብ ዝክዕል

2. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም ወይ ጥቅምትን ዲክለር መረዳአታ ከቅርብ ዝክዕል

3. ናይ መቅራባይነት 2017 ዝተሓደሰ መረዳአታ ከቅርብ ዝክዕል

4. መክበሪ ጨረታ ንሕድ ሕድ ብር ኣሰርተ ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከድሕዝ ዝክዕል

5. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ን ተከታተልቲ ፩፭ መዓልቲ ከም ዝኮነ

6. ተጫራታይ ዘሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ወረዳና ክቅርብ ዝክዕል ምካኑ

7. ናይ ሕንፃ መሳርሒ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ዕልት 01/04/2017 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8. ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ዕልት 01/04/2017 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9. ናይ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ዕልት 01/04/2017 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10. ቤት ፅሕፈትናዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 03 44 21 00 89/ 03 44 21 02 76 ደዊልኩም ሕተቱ:

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s