1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም : ኣብ መቐረባይነት ዝተመዝገብኩም : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ዝኮነ ከምእዉን ናይ ወርሒ ሐምለ 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘቅረበሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ከዓ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል
3 መከበሪ ጨረታ ሞተር ሳይክል 6000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ከዓ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል
4 መከበሪ ጨረታ ናይ UNDP ፕሮግራም መቀያየሪ መስተ ማይ 20000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ከዓ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል
5 ዘይሰዓረ ተጫራታይ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ይምለሰሉ
6 ሰነድ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት : ንኣቅሑት ሞተር ሳይክል :ናይ UNDP ፕሮግራም መቀያየሪ መስተ ማይ 15 ጥቅምቲ 2017 ዓም ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ሰነድ ብምምላእ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተፋለለየ ፖስታ ዓሺጎም ፊርማን ማህተምን ተገይርሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 2 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣትዉ
7 ሰነድ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3/3/2017 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ይክፈት ተጫረቲ
7 ሰነድ ጨረታ ኣቅሑት ሞተርሳይክል :ናይ UNDP ፕሮግራም መቀያየሪ መስተ ማይ 5/3/2017 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ይክፈት ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዘህልዉ ይምረፅ እንተዘይሓሊዎም ግና ዘይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
8 ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል መፂኡ ዉዕሊ ይኣስር
9 ዝርዝር መረዳእታ ዝሐዘ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይከኣል
10 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ክትሕዝ ዝክእል ምካኑ ክፍለጥ አለዎ
11ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት አታዊ ዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲታት 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገበር
12 ተጫረቲ ካብ ዝተመለአ ዝርዝር ዋጋ ዝተሐተ ብምዉሳድ ሰዓራይ ዘፍለጥ ምካኑ ኣሚኖም ክወዳደሩ አለዎም
13 እቲ ጨረታ ብዝተፋለለየ መልክዑ ከዛብዕ ዝፈተነ ተጫራታይ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ክይሳተፍ ይገብር
14 ተጫረቲ ድሕሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ወይ እዉን ኣይክእልን እዚ እንተይሉ ድማ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ አታዊ ይከዉን
15 ሰነድ ጨረታ ካብናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምምላእ ኣይፈቀድን
15 መሳርሒ ፅሕፈት ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ብምሽፋን ኣብ ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን አጎዓዓዙ ምስ ኣምስ እቲ ንብረት ብተጠቅመቲ ቤት ፅሕፈታት ወይድማ ሲኬተራት ምስኣረጋገፅዎ ኣታዊ ይኩን ኢሉ ምስፃሓፈልና ክፍሊት ንከፈል ምኮና ክፍለጥ አለዎ
16 ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ ንብረት ኣይተም ብኣይተም እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ክንኪ ወይ እዉን ክዉስክ ከም ዝክእል ክፈልጡ አለዎም
17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914101196
መመለስ