ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ናይ መኪና ፅገና ብጨረታ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ሙሉእ ገፀግን ይደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል
/
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
/
ፅገና ተሽከርካሪ
/
ዕድጊት ሞተርሳይክል
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዝተሐደሰን ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ 2016 ወይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእሉን ኣቅሑት ፅሬትን ፡ መለዋወጢ ኣቐሑት ሳይክል ፡ ስፔር ፓርት ካብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወፃኢ የካትት እዩ ተመዝጋብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ግን ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ መሊእኩም ክተቅረቡ አለኩም ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊስኩም እንተዘይመሊእኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ከምዝመለእኩምዎ ተሓሳቢ ይግበር ናይ ወረሒ ሰነ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/1/2017 ዓም ክሳብ 15/2/2017 ዓም ብተካታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ 03 ኣብ ዉሽጢ ኣዳራሽ ሃፈቶም ቀፅሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ዘይምለስ 300 እናድካፈልኩም ክሳብ 15 ጥቅምቲ 2017 ዓም ሰዓት 2:30 ክትወስዱ ትክእሉ
6 ጨረታ ዕለት 15 ጥቅምቲ 2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ጨረታ ሰነድ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት አማላኡ እንተተረኪቡ ብዘየለዉሉ እዉን እንተኮነ ንምክፋት ዝዓግት ነገር የለን
8 ናይ ጨረታ መከበሪ ንመሳርሒ ፅገነና 25000 / ዒስራን ሓሙሽተን ሽሕ ቅርሺ / ፡ ንኣቅሑት ፅሬት 300 ቅርሺ ፡ ንኣቅሑት ኤሌክሮትኒክስ 35000 ቅርሺ ንኣቅሑት ፈርኒቸር 4500 ቅርሺ ፡ ንሞተር ሳይክል 15000 ቅርሺ፡ ንሳይክል 3000 ቅርሺ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ማለት አዉን ስፔር ፓርት ሳይክል 2000 ቅርሺ ፡ ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
9 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
10 ናይ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
11 እብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሊዎ ተቀባልነት የብሉን
12 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s