ዕለት 24/01/2017ዓ.ም
ኣዕሪ ት/ፋ/ዕ/ነ/ም/074 /09/20174/90
ዓይነት ጨረታ ፕሮፎርማ
ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ስፔር ፓርት አቁሒት አዋዳዲሩ ክዕድግ
ናይ ማኪና ሞድል KUN 25 እና GEELY 7
ታቁ | ዓይንት ንብረት | Part no | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብሪሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ጎማ ማኪና ብርጅስቶን | 245/70-16 | ብቁፅሪ | 04 | ናይ KUN 25 | |
2 | ጎማ ማኪና | 205-55-16 | ብቁፅሪ | 07 | ናይ GEELY 7 | |
3 | ምንፃፍን | 1ይ ደረጃ | set | 01 | ናይ KUN 25 L | |
4 | ኮንፍረፍ | VIP | set | 01 | ናይ KUN 25 | |
5 | ናይ ውሽጢ ወንበር ጨርቂ | 1ይ ደረጃ | set | 01 | ናይ GEELY 7 |
✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ካቅረብ ዝክእል፡፡
✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ካቅረብ ዝክእል ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡
✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፤
➢ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፤
➢ ስነደ ጨረታ ኣብ ኣየር ካብ ዕለት 27 /01/2017ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017ዓ/ም ክሳብ ስዓት 4:30
➢ ጨረታ ዝፍተሎ ዕለት 30/01/2017ዓም ስዓት 4:40
➢ ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ
➢ ናይ ጨረታ ስነድ ብናይ ባዕልኩም ወይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዛዳለዎ ክፍሊ ዕደጋ ምውስድ ይክኣል
➢ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል
✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥቕ ምዃኑ፤
✓ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙልእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተወለወ እዩ
ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ወይ መቅያር ኣይካኣልን፡፡
ሓበሬታእንትደሊኩም ብዚ ስልኪ ቁፅሪ ምሕታት ይካኣል
0914747125/0914242030/0914120820/0914754301
መመለስ