ትካልና ሱር ኮንስትክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ሱር ሪል እስቲት መቐለ ፕሮጀክት ዝርከብ ሰዓሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 02:31 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ መሰረት ካብ 26/1/2017 ዓም ክሳብ 2/2/2017 ዓም ንተከታተሊ 7 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ 70 ካሪ ከባቢ መዓደሊ ነዳዲ ኖክ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ህንፃ ዕደጋ ሸቀጣ ሸቀጠን ፋሽን ተንክፈል ሞል ፕሮጀከት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914733310 0914021357 0985787551

መመለስ
የጨረታ ምድብ