https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15398
ትካልና ሱር ኮንስትክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ሱር ሪል እስቲት መቐለ ፕሮጀክት ዝርከብ ሰዓሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 በዚ መሰረት ካብ 26/1/2017 ዓም ክሳብ 2/2/2017 ዓም ንተከታተሊ 7 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ 70 ካሪ ከባቢ መዓደሊ ነዳዲ ኖክ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ህንፃ ዕደጋ ሸቀጣ ሸቀጠን ፋሽን ተንክፈል ሞል ፕሮጀከት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914733310 0914021357 0985787551