ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 11/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ፅገና ዝውዕል ንብረት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21616/ቸ/መ/ማይ ዕለት 22/12/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ
- ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር - ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | Greas Gun double bar High pressure Greas Gun LH-2628 Capacity 600CC 12000 PSI | Pcs | 3 | |||
ጠ/ድምር |
N.B
- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር። ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/1/2017 ዓ.ም ክሳብ 27/1/2017ዓ/ም
- እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335
መመለስ