ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2017ዓ.ም ንመስርሕን መፀገንን ዝውዕል ናይ ቧንቧ መሳርሒ ክንገዝእ ስለዝተደለየ ዓይነት ናይ ቧንቧ (ሜንቴናንስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝተደለየ

ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2017ዓ.ም ንመስርሕን መፀገንን ዝውዕል ናይ ቧንቧ መሳርሒ ክንገዝእ ስለዝተደለየ ዓይነት ናይ ቧንቧ (ሜንቴናንስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከተኩም ናይዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ሮቃሒታት ንክተቅርቡ ንገልፅ

1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016ዓ.ም ዝተሃደሰ

2. ቲን ናምበር ዘለዎ

3. መቅረባይነት ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ግድን ይኸውን በዓል ዋና ኣብ

ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።

4. ሰዓራይ በቲ ዝተውሃቦ ዝርዝር መግለፂ ብሕቶና መሰረት ብዝተውሃቦ መዓልቲ እቶም ንብረታት ናብቲ ዝድለ ቦታ ኹሓ ሆስፒታል ከቅርብ ዝኽእል

5. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት21/01/2015ዓ.ም ክሳብ 23/01/201ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት3:30 ዝኸፈት ይኽውን።

6. በቲ ዝተውሃቦም ዝርዝር መግለፂ ብሕቶና መሰረት እቶም ናይ ቧንቧ _ መሳርሒ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ኹሓ ሆስፒታል እስቶር(ንብረት ክፍሊ) ኣታዊ ይገብር።

7. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኮይኑ የገልግል

8. እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ቑፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር መፂእኹም ንክትወስዱ ንዕድም።

9. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0344480221/0914021835 ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ