ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕ/ሰብ ክፋላት ናይ ምግብና ግልጋሎት ዘድልዩ ብግልፂ ጨረታ ንምስራሕን ንምግዛእ ሰለተደለየ ድሌት ዘለኩምን ዝርዝር ረቋሒ ተማልኡን ንክትሳተፉ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (8 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 09:00 ከሰአት
  • ናገዛ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕ/ሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና ፣ኣብ ልምዓትን ካልኦትን ማሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ:: ብፍላይ ድማ ኣብ ክልልና ምስ ት/ቲ ቢሮ ብሓባር ብምኳን ፍርያት ሃገር ብዝኾነ ምግቢ ኣብ መዓልቲ ሓደ ግዜ ተምሃራይ ክምገብ እናገበረ ዝርከብ ትካል እዩ:: ብተመሳሳሊ ንዝተፈላለዩ መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታወት እናባፀሐ ዝፀንሐን ዘሎን ትካል እዩ:: በዚ መሰረት ድማ ነዚ ናይ ምግብና ግልጋሎት ዘድልዩ ብግልፂ ጨረታ ንምስራሕን ንምግዛእ ሰለተደለየ ድሌት ዘለኩምን ዝርዝር ረቋሒ ተማልኡን ንክትሳተፉ ንዕድም።

  1. ብረት ድስቲ ዓብይ 100 ሊትሮ/cooking pot
  2. ኢድ መሕፀቢ ምስ 80 ሊትሮ ታንከሩ/hand wash with pedal
  3. ዘይቲ ብልዒ ባዓል 5 ሊትሮ
    1. ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ጥቃ ዓይኒ ሕክምና ክወስዱ ዝኸእሉ፡፡
    2. እቲ ጨረታ ዕለት 14/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ብኣቆፃፅራ ግእዝ ተዓፅዩ፣ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ብኣቆፃፅራ ግእዝ ኣብ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ይኸፈት፡
መመለስ
የጨረታ ምድብ