ከ/ዓይደር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ (ቬሎስቲ ኣፓራላይዝ ሓ/ዝ/ወ/ማሕበር) ንክትጫረቱ እዚ ጨረታ ምልክታ ቤት ፍርዲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣፂኡ ኣሎ ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:25%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 06:00 ጥዋት
  • መኪና ሓራጅ/
  • Print
  • Pdf

መ/ቑ86/16/ፍር-2255

ዕለት 19/11/2016 ዓ/ም -

ምልክታ ጨረታ

ኣፈ/ኸሰስቲ -እኒ ኣፀደ ዘርኣይ 85 ቑ ሰባት

                እኒ ክፍሉ ሰለሙን 4 ቁ ሰባት

ኣፈ/ተኸሳሲ- ቬሎስቲ ኣፓራላይዝ ሓ/ዝ/ወ/ማሕበር

ኣብ ሞንጎ ብዘሎ ብናይ መሰርሕን ሰራሕተኛን ኣፈፃፀም ዝብል ጉዳይ ኣብ ልዕሊ ኣፈ/ተከሳሲ ትካል ዘፍረድዎ ሃፍቲ ብር 5,419,269 ሓሙሽተ ሚልየንን ኣርባዕተ ሚኢቲን ዓሰርት ትሸዓተ ሽሕን ክልተ ሚሊቲን ሱሳን ትሽዓተን ብር / ስስዝኮነ በቲ ዉሳነ መሰረት ንክፍፅም ብተደጋጋሚ ዕድል ተሁቡ ክፍፅም ስስዘይከኣስ ዋንነተን ናይ ኣፈ/ ተኸሳሲ ትካል ዝኾና 2ተ ዝስዕባ ተሳሓብቲ መኻይን ተጫሪተን ንፍርዲ መፈፀሚ ከዚዕላ ቤት ፍርዲ ክ/ከ/ዓይደር ኣዚዙ ስስ ዘሎ ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ትካል ቐሪብኹም በቲ ዝተቐመጠ መበገሲ ዋጋ ንክትጫረቱን ጨረታ ስዓራይ ድማ ንረታ መኽበሪ ዝኸውን ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብቼክ ናይቲ ዘሸነፎ 25% ዝትሕዝ ምኻኑ ፈልጥኹም ኣብቲ ዝተጠቐሰ ቦታን ስዓትን ንከተርከቡ አዚ ጨረታ በፅኡ ኣሱ ::

ዝርዝር ጨረታ ንብረት

ሰሴዳ ቑፅሪ ኮድ 3-63076 ሊት ሻንሲ ቁፅሪ VF634WPA2GD008235፡ሞተር ቐፅራ DX11*375116 መበገሲ ዋጋ ር 791689.23 / ብር ሸውዓተ ሚሊትን ቴስዓን ሓደን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰመንያን ትሻዓንተን ምስ ዕሰራን ሰስስተን/ /ተሳሓብኣ ድማ ቑፅሪ 63077 ቻሲ ቑፅሪ VF634WPAOGD00826 _ ሞተር ቑፅሪ DX11*375116 መበገሲ ዋጋ ብር 791689.23/ብር ሸውዓተ ሚኢትን ቴስዓን ሓደን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰመንያን ትሻዓንተን ምስ ዕሰራን ሰስስተን ሰንትምን ሰሴዳ ቅፅሪ ኮደ3-19220 ሺት ቻሲ ቑፅሪ RH13343G2002161 ሞተ ቑፅሪ - መበገሲ ዋጋ ብር 219,37104/ብር ክልተ ሚኢትን ዓሰርተ ትሻዓተን ሽሕን ሰስስተ ሚኢትን ሰብዓን ሓደን ምስ ኣርባዓተ ሳንቲም / ተሳሓብኣ ቑፅራ ደማ -19221 ሻንሲ ቑፅራURH13343G2002159 ሞተር ቑፅራ Trailer መበገሲ ዋጋ21937104/ብር ክልተ ሚኢትን ዓሰርተ ትሻዓተን ሽሕን ሰስስተ ሚኢትን ሰብዓን ሓደን ምስ ኣርባዓተ ሳንቲም/ዝኾና ተሳሓብቲ መኻይን ናይ 2ቲኤን ተሳሓብቲ መካይን ዝቀረበ ግምት ከም መበገሲ ተወሰዱ ብጨረታ ተሸይጠን ንፍርዲ መፈፀሚ ከውዕላ ስስ ዝተኣዘዘ ንሱ መበገሲ ግምት ተገሩ ዝጫረት ኣካል ተልቦ ኮይኑ እተን መኪና ኣብ ዝረክባስ ናይ

ኣፈ/ተኸሳሲ ተካል ቐፅሪ ውሽጢ ብኣካል ከይዱ ብምርኣይ ኣብቲ ግቢ ውሽጢ ንከጫረታ ንዕስት 07/12/2016 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00-6፡00 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ገዜ ቆርብኹም ንክትጫረቱ እዚ ጨረታ ምልክታ ቤት ፍርዲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣፂኡ ኣሎ ፡፡

ከ/ከ/ዓደደር ወረዳ ቤት ፍርዲ

መመለስ
የጨረታ ምድብ