ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 03:00 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ምልኸታ ፕሮፎርማ/10 

ናይ ህንፃ መሳርሒ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠቅላላ ብር ዋጋ
1ጓጉንቸር ቁልፊ ዓብይ ናይ ስቶርቁፅሪ20
2ናይ ስቶር ሰረገላ ቁልፊ በዓል 6ተ ተወርዋሪቁፅሪ04

እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/11/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 26/11/2016 ዓ/ም ሰዓት10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 29/11/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅር ብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 13 14 15 ምሕታት

መመለስ
የጨረታ ምድብ