ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኤክስካቫተር ሃይድሮሊክ ብሪከር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 10, 2016 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 02:31 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ መሰረት ክትቀርቡ እትድለዩ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 6/ሐምለ/2016 ዓም ክሳብ 26/ሐምለ /2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ክፍሊ ዕድጋ እቲ ትካል ዘይምለስ 200 ቅርሺ  እናከፊልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ

መመለስ
የጨረታ ምድብ