https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14959
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኤክስካቫተር ሃይድሮሊክ ብሪከር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 በዚ መሰረት ክትቀርቡ እትድለዩ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 6/ሐምለ/2016 ዓም ክሳብ 26/ሐምለ /2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ክፍሊ ዕድጋ እቲ ትካል ዘይምለስ 200 ቅርሺ  እናከፊልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ