ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቀለብ ከፍቲ ዝውዕሉ ፋጉለን ሞላሰስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት እተማልኣ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተደላይ ረቓሒ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእ

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

➢ ቫት ተመዝገብቲ እንተዝኸውን ይምረፅ

➢ ናይ 2016 መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝኸእል

➢ ፅሬት ዘይብሉ ንብረት ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

➢ እቲ ፕሮፎርማ ማእኻል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኸን ይኸእል እዩ ::

➢ ካብ ናይ ባዕልና መምልኢ ፎርም ወፃኢ ዝመልአ ተወዳዳሪ ተቀባልነት የብሉን::

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብለ እ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል:: እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 8/11/2016 ዓ/ም ክሳብ 11/11/2016 ዓ/ም ናይ ቅ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 4:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ