https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14949
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቀለብ ከፍቲ ዝውዕሉ ፋጉለን ሞላሰስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት እተማልኣ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተደላይ ረቓሒ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእ

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

➢ ቫት ተመዝገብቲ እንተዝኸውን ይምረፅ

➢ ናይ 2016 መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝኸእል

➢ ፅሬት ዘይብሉ ንብረት ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

➢ እቲ ፕሮፎርማ ማእኻል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኸን ይኸእል እዩ ::

➢ ካብ ናይ ባዕልና መምልኢ ፎርም ወፃኢ ዝመልአ ተወዳዳሪ ተቀባልነት የብሉን::

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብለ እ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል:: እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 8/11/2016 ዓ/ም ክሳብ 11/11/2016 ዓ/ም ናይ ቅ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 4:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል