ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን : ብሽክሌታን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:-
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ሰላም ራብዓይ ደብሪ ቢሮ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ካብ ዕለት 11/10/2016 ዓም ክሳብ 17/10/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ዕለት 18/10/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914748300       

መመለስ
የጨረታ ምድብ