https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14818
ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን : ብሽክሌታን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:-
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ሰላም ራብዓይ ደብሪ ቢሮ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ካብ ዕለት 11/10/2016 ዓም ክሳብ 17/10/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ዕለት 18/10/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914748300