ሊዝ ማሽን ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተኣዘዘ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 1, 2016 (29 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 05:00 ጥዋት
  • መኪና ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/
  • Print
  • Pdf

መዝ/ቁፅሪ 119609

ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም

ም ል ክ ታ ጨ ረ ታ

ኣ/ከሳሲ ቅዱስ ሚካኤል ዓርሰ ሓገዝ ሐበ/መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣፈ/ተኸሰስቲ

1. ብራዘርስ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

2. ኢትዮ ላይፍ ኤንድ ጀነራል ኢንሹራንስ ኣ/ማሕበር ጨንፈር

ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ዝብል ክርክር ዋንነታ ናይ 1ይ ኣል ተኸሳሲ ብራዘርስ ኢ/ሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ዝኾነት ሊዝ ማሽን ሞዴል old ኬ., 800*4M ዝሰርሕ ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተኣዘዘ ብመበገሲ ዋጋ ብር 90000 ሻዓን ሚእቲ ሽሕ ብር/ ዝኾነ ነዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረትቲ ንዕለት 12/10/2016 ም ሳብ ሰዓት 3፡00 ንጎሆ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ም ቆርቆሮ ፋብሪካ ዝርከብ ስለዝካየድ ኣብቲ ቦታን ዕለትን ሰዓትን ተረኺብኩም ጨረ ተሳተፉ ጨረታ ሰዓራይ ድማ 25% ቅድሚያ ከትሕዝ ዝኽእል ምን ውፅኢት ጨረታ ድማ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክቐርብ ክልል ራይ ላዕ/ቤት ፍርዲ ኣብ መቐለ ዝተሰየመ ፍትሃብሔር መጋባእያ ኣዚዙ ኣሎ ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ