ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 08:00 ከሰአት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ንቀዳማይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 21 ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተከታተልቲ ዓሰርተ ሓሙሽተ (15) መዓልታት ኣብ ስራሕ ስዓት ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢት ብር ብምኽፋል ኣብ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲ-ሓቂ ዮቴክ ህንፃ 2ይ-ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ22 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ነተሓሳስብ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ