https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14613
ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ንቀዳማይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 21 ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተከታተልቲ ዓሰርተ ሓሙሽተ (15) መዓልታት ኣብ ስራሕ ስዓት ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢት ብር ብምኽፋል ኣብ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲ-ሓቂ ዮቴክ ህንፃ 2ይ-ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ22 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ነተሓሳስብ፡፡