ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ናይ አስተራ መለዋወጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:15 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲካብ 6 ጉንበት 2016 ዓም ከሳብ 26 ጉንበት 2016 ዓም  ክሳብ ሰዓተ 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ  ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅስቲክ ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ  ከፊልኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ  27/ጉንበት/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ