ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 09:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ክትገዝኡ እትደልዩ ኣብ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ መፂእኹም ብምርኣይ ክትወዳደሩ እንዳዓደምና ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቨሎፕ ኾይኑ ካብ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም ን7 ተኸታታሊ መዓልቲ ተጫረቲ ናብ ዕደጋ ክፍሊ ሰነዳቶም ከቅርቡ ይግባእ። ዕለት 13/09/2016 ዓ/ም ስዓት 8:30 ተዓፅዩ ዕለት 13/09/2016ዓ/ም ስዓት 9:00 ይኽፈት።

ኮሌጅና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ::

ምስ ሰላምታ

0914347126

መመለስ
የጨረታ ምድብ