https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14480
ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ክትገዝኡ እትደልዩ ኣብ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ መፂእኹም ብምርኣይ ክትወዳደሩ እንዳዓደምና ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቨሎፕ ኾይኑ ካብ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም ን7 ተኸታታሊ መዓልቲ ተጫረቲ ናብ ዕደጋ ክፍሊ ሰነዳቶም ከቅርቡ ይግባእ። ዕለት 13/09/2016 ዓ/ም ስዓት 8:30 ተዓፅዩ ዕለት 13/09/2016ዓ/ም ስዓት 9:00 ይኽፈት።

ኮሌጅና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ::

ምስ ሰላምታ

0914347126