ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ዘገልገላ ጀነሪተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:200.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50000.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 09:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሲ ኣብ ጥቃ ብንኪ ንግዲ  ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 2 ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ትወስዱ

2 ካልኣይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ወይድማ ጥረ ገንዘብ 50000 ቅርሸ ጥራሕ ናብ ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ዓሺጉ የቅርብ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 9/8/2016 ዓም ክሳብ 17/8/2016 ዓም ኩሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት

6 እቲ ጨረታ ዕለት 17/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዘይተሪኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ዝለዓለ ዋጋ ዝመለእ ተጫረቲይ ሰዓራይ ይከዉን

9 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ቅሬታ ሰለሰተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

10 ዝሰዓረ ተጫራተይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ 5 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና እቲ ዝሰዓሮ ዋጋ አታዊ ብምግባር ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ንብረትን ይወስድ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914161243   0914411872

መመለስ
የጨረታ ምድብ