https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14308
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ዘገልገላ ጀነሪተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:200
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሲ ኣብ ጥቃ ብንኪ ንግዲ  ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 2 ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ትወስዱ

2 ካልኣይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ወይድማ ጥረ ገንዘብ 50000 ቅርሸ ጥራሕ ናብ ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ዓሺጉ የቅርብ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 9/8/2016 ዓም ክሳብ 17/8/2016 ዓም ኩሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት

6 እቲ ጨረታ ዕለት 17/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዘይተሪኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ዝለዓለ ዋጋ ዝመለእ ተጫረቲይ ሰዓራይ ይከዉን

9 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ቅሬታ ሰለሰተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

10 ዝሰዓረ ተጫራተይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ 5 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና እቲ ዝሰዓሮ ዋጋ አታዊ ብምግባር ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ንብረትን ይወስድ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914161243   0914411872