ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ር ማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 25/7/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016 ዓ/ም
• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ተ.ቑ | ዝርዝርንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅለላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፕላስትክ ሮቶ ምስ ሙሉ ኣቑሑቱ | በዓል 10000 ሊትር | ቁፅሪ | 1 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /3/ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ሳዓራይ ንዘሸነፎም ኣቕሑት ናብ ቤት ዕዮና ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ።
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
መመለስ