ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ ንኣብያተ ዕዮኡ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢንዳስትርያል ማተሪያል / ብናይ Softnet PSNP-5 በጀት/ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ/Shoppin ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ምልክታ ፕርፎርማ/Shopping

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ ንኣብያተ ዕዮኡ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢንዳስትርያል ማተሪያል / ብናይ Softnet PSNP-5 በጀት/ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ/Shoppin ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ ናይ ዘመኑ ቫት ሪፖርት/ናይ ወርሒ ታሕሳስ2016 ፤ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ/ናይ 2016 ዝተሓደሰ/፤ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ/TI/ ፤ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድን/2015/2016ዝተሓደሰ/ ከተቅርቡ እትክእሉ።

➢ ሳዓራይ ተጫራታይ ዝሳዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእከል ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ /ከተ ዕዳጋ ሓሙስ ከረክብ ዝክእል

➢ እቲ ዝቀረበ ንብረት ፅሬቱ ተፈትሹ ተቀባልነት እንተዘይ ረኪቡ እቲ ንብረት ተመላሽ ይኹን ካብ ዝተብሃለለ ማዓልቲ ዝቑፀር ኣብ ውሽጢ 4 ማዓልቲ በቲ ዝድለ መዐቀኒ ተቀይሩ ኣታዊ ክከውን ይግባእ

➢ ንሓደ ዓይነት ንብረት ክልተን ልዕሊ ክልተን ተወዳደርቲ ማዕረ ዋጋ እንተመሊኦምዎ ንኣሰራርሓ ብዝጥዕም መልክዑ ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝበዝሐ ንብረት ዘሸነፈ ነጋዳይ ሳዓራይ ይገብር።

➢ እዚ ምልክታ ፕርፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 16/07/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/7/2016ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 19/7/2016ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሳዓት4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እቶት ምም/ርፋይናንስን ሱዉሓ ሳዕሲዕ ይክፈት

➢ ኩሎም ንብረታት ኦርጅናል ምካኖም ምስ ተረጋገፁ ኣታዊ ይኮኑ

➢ መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብCPO

➢ እዚ ምልክታ ፕርፎርማ/Shopping ንክልቴና ወገናት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ተወሳኪ ዉዕሊ ከምዘለዎ ኮይኑ

➢ ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ ኣብ ሞንጎ ንዝፍጠር ክርክር ተማሓይሹ ብዝወፀ ስርዓት ዕደጋን ምም/ር ንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መሰረት ይፍፀም።

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋ
ብር
/ዋጋ ብር
1Gabion 1m*1m*0.5morginalpieces50
2Gabion 1m*1m*1morginalpieces60
3Gabion 2m*1m*1morginalpieces64
4Gabion 2m*1m*0.5morginalpieces50
5Wire for gabionorginalK.g100
5Cement PPCPPCKuntal200

ናይ ነጋዳይ ሽም---- -ፊርማ- -ዕለት- ማህተም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s