ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ዝውዕል ትቦን ፉቲንጋት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914241252 /0914241242 ምሕታት ይካኣል ።
ተ/ቁ | ዝርዝር ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ትቦ ጎማ HDPE 1 1/2 ባዓል 16 ባር ብስምፕል | ሜትር | 1740 | |||
2 | ፕላግ ጎማ HDPE 1 1/2 | ቁፅሪ | 20 | |||
3 | ሮዲሰር ሓፂን 1 1/2-1/2 | ቁፅሪ | 65 | |||
4 | ሮዲሰር ሓፂን 1 1/2-3/4 | ቁፅሪ | 20 | |||
5 | ቃጫ | ኪሎ | 20 | |||
6 | ሶኬት pvc 3 ' | ቁፅሪ | 5 | |||
7 | ፍላንጅድ ሓፂን 3 | ቁፅሪ | 5 | |||
8 | ትቦ ሓፂን GI 3እንች ባዓል 6ተ ሜትሮ | ቁፅሪ | 247 |
ናይ ተዋዳዳራይ ኣድራሻ
ስም .
ቀበሌ
ስ.ቁ.
መመለስ