https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14068
ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ዝውዕል ትቦን ፉቲንጋት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ዝውዕል ትቦን ፉቲንጋት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914241252 /0914241242 ምሕታት ይካኣል ።

ተ/ቁዝርዝር ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ትቦ ጎማ HDPE 1 1/2 ባዓል 16 ባር ብስምፕልሜትር1740
2ፕላግ ጎማ HDPE 1 1/2ቁፅሪ20
3ሮዲሰር ሓፂን 1 1/2-1/2ቁፅሪ65
4ሮዲሰር ሓፂን 1 1/2-3/4ቁፅሪ20
5ቃጫኪሎ20
6ሶኬት pvc 3 'ቁፅሪ5
7ፍላንጅድ ሓፂን 3ቁፅሪ5
8ትቦ ሓፂን GI 3እንች ባዓል 6ተ ሜትሮቁፅሪ247

ናይ ተዋዳዳራይ ኣድራሻ

ስም .

ቀበሌ

ስ.ቁ.