ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንናይ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሰራሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 08:45 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ

2 ቲን ናምበር : ዝተሐደሰ መቅረባይነት : ናይ 2016 ዓም ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 20/6/2016 ዓም ክሳብ 28/6/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ አቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ገነዘብ ክሳብ 28/6/2016 ዓም ኣብ ወረዳ ሳሕርቲቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ አብ ወርሒ ለካቲት ዕለት 28/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 8:45 በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ

7 ብጥረ ገንዘብ ተቀባልነት የብሉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914199837 / 0940960145

መመለስ
የጨረታ ምድብ