ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ክልተ ኪሊሜትሮ ፀፀር መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜትር ኬቢ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ(ቦቲ) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ እዚ ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2016 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:15 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም

2 ናይ እትፅዕኖ መጠን ካብ ዝምልከቶ ኣካል መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣቅረብቲ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዘ ወይድማ ክልተ ቢያጆ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣቅረብቲ ንሐደ ቢያጆ ዋጋ ክጠቅሱ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 28 /6/2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 28 /6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ  ሰዓት 4:15 ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦመ ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይከፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410084  / 0344405806

መመለስ
የጨረታ ምድብ