https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13907
ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ክልተ ኪሊሜትሮ ፀፀር መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜትር ኬቢ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ(ቦቲ) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ እዚ ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም

2 ናይ እትፅዕኖ መጠን ካብ ዝምልከቶ ኣካል መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣቅረብቲ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዘ ወይድማ ክልተ ቢያጆ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣቅረብቲ ንሐደ ቢያጆ ዋጋ ክጠቅሱ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 28 /6/2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 28 /6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ  ሰዓት 4:15 ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦመ ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይከፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410084  / 0344405806