ቁፅሪ ፕሮፎርማ 19/2016
ናይ ኤሌክትሮንክስ ኣቁሑት ግዝኢት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮንክስ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት013/06/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት15/06/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ
የገልግል።
4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣
5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ
ክተቕርቡ ንሕብር ።
ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification /part Number/ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ዳታ መትሓዚ ሃርድ ዴስክ በዓል 1000 | ቁፅሪ | 02 | ||||||
2 | ናይ LENOVE ላፕቶፕ ባትሪ | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 01 | |||||
3 | ናይ ቶሻ ባትሪ | PA3817V-IBRS | ቁፅሪ | 01 | |||||
4 | ዘP ባትሪ CAO6XL | 10.8V 4910 | ቁፅሪ | 01 | |||||
5 | NETWORK INTERFACE CARD (NIC) | EXTERNAL NETWORK INTERFACE CARD (NIC) | ቁፅሪ | 01 | |||||
6 | COPPER PIPE 16 MM | 16MM | ብሚትሮ | 11 | |||||
7 | COPPER PIPE 12 MM | 12MM | ብሚትሮ | 11M | |||||
8 | Refrigerant gas( cyind) | 13.60 | k/g | 01 | |||||
9 | MOUSE | DELL | ቁፅሪ | 20 |
" ምስ ሰላምታ"
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም _________________
ፊርማ_________________
ኣድራሻና
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ
0344401875
መመለስ