https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13882
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮንክስ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 19/2016

ናይ ኤሌክትሮንክስ ኣቁሑት ግዝኢት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮንክስ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት013/06/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት15/06/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ

የገልግል።

4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣

5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ

ክተቕርቡ ንሕብር ።

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪ Specification
/part Number/
መዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርሳብርሳ
1ዳታ መትሓዚ ሃርድ ዴስክ በዓል 1000ቁፅሪ02
2ናይ LENOVE ላፕቶፕ ባትሪብሳምፕል መሰረትቁፅሪ01
3ናይ ቶሻ ባትሪPA3817V-IBRSቁፅሪ01
4ዘP ባትሪ CAO6XL10.8V 4910ቁፅሪ01
5NETWORK INTERFACE CARD (NIC)EXTERNAL NETWORK INTERFACE CARD (NIC)ቁፅሪ01
6COPPER PIPE 16 MM16MMብሚትሮ11
7COPPER PIPE 12 MM12MMብሚትሮ11M
8Refrigerant gas( cyind)13.60k/g01
9MOUSEDELLቁፅሪ20

" ምስ ሰላምታ"

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም _________________

ፊርማ_________________

ኣድራሻና

ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ

0344401875